ሓደ ኣብራሪን ትሽዓተ ተሳፈርቲን ሒዛ ኣብ ኣላስካ ንፍቀ-ክቢ ኣርክቲክ እትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት፡ ሓሙስ ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ምስ ተሰወረት ኣሰራ ንምርካብ ድልያ ይቕጽል ኣሎ። እታ ነፋሪት ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝተረኽቡ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ሃይማኖት ኣብቲ ዝተዳለወ ስነ-ስርዓት ጸሎት ድሕሪ ምብጻሕ ንምእመናንን ንተዋጋእቲ ወገናት እታ ሃገር ...
(UNAIDS) ፡ ድሕሪ ምቍራጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመሪካ ከቢድ ክፍተት ከጋጣሞ ምዃኑ ናይቲ ትካል ጨንፈር ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣስታት 503-ሽሕ ዜጋታት ተጠቀምቲ መናውሒ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ መዝነት ካብ ዝምለሱ ንኻልኣይ ጊዜ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘካይዱዎ ርክብ ምስ መራሒ ወጻኢ ሃገር፡ ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ጃፓን ሺገሩ ኢሺቢ ተራኺቦም ከም ዝዘራረቡ ኣገልግሎት ...
ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንህዝቢ ክልል ትግራይን ሊሂቃንን ብዝብል ዘሕለፍዎ መልእኽቲ “ንህዝቢ ናብ ሻቕሎት ዘእተወ’ዩ ክብላ፡” ሓላፊት ቤትፅሕፈት ህወሓት ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ...
ወሽመጥ ቓዛ ብሓልታት ኣመሪካ ተወሲዳ፡ ነበርቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክግዕዙን እቲ ከባቢ ድማ ዘላቒ ሰላም ክረክብን ብሰሉስ ምሸት ዝኣመመ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ንመሓዙት ኣመሪካ ...
ቀዳም ኣብ ልዕሊ ካብ መክሲኮን ካናዳን ዝኣቱ ንብረት ናይ 25%፡ ካብ ቻይና ድማ ተወሳኺ 10% ግብሪ ዝኣወጀ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ሎሚ ሰኑይ ምስ ክልተ መራሕቲ ሃገራት ንምዝርራብ መደብ ከም ...
ዘይሕጋዊ ፈንታኔል ብመንገዲ መክሲኮ ኣቢላ ናብ ኣመሪካ ክኣቱ እኹል ክልከላ ኣይገበረትን ዝተባህለት ቻይና፡ ከም ኣምሳያ ናይቲ ጥፍኣት፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ 10% ወሰኽ ግብሪ ካብ ሎሚ ...
“ኣብ መሬት ኬንያ ኣትዮም ገበናት ይፍጽሙን ንሰላም እቲ ከባቢ ይዘርጉም ኣለዉ” ኢሉ ንዝጸውዖም ኣባላት ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንምቕራም፡ ፖሊስ ኬንያ ስርሒት ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ብውሽጢ’ውን ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ መክሲኮ፡ ካናዳን ቻይናን ዝኣቱ ንብረት፡ ብቐዳም ወሰኽ ግብሪ ገይሮም ኣለዉ። ናብ ኣመሪካ ዝቐንዐ ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ከቋርጾ ምዃኑ፡ ኣብ እዋን ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፍልልያት ብምርድዳእ ክፍታሕ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ”ለበዋ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንልሂቃን ትግራይ!” ብዝብል ...
"ኣባላት ግብረ ሽበራዊ ጉጅለ’’ ኢሎም ዝፀውዕዎም ሸሞንተ ውልቀሰባትን ቁጽሮም ዘይተፈለጡ ስቪላትን ከም ዝቐተሉ ሰበስልጣን ጅቡቲ ትማሊ ሰንበት ገሊፆም። መግለጺ ሚንስትሪ ምክልኻል ጅቡቲ ኣስታት ...